SKIP TO MAIN CONTENT

መሰል ዓርሰ ውሳነ ትግራይ ብምሉእ ዓወት ክሳብ ዝዕተር ውግእ ጉሂሩ ከም ዝቕጽል ኣቦ መንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ካብ በረኻታት ትግራይ መግለጺ ኣሕሊፉ።

Homeland Report
Source: Getty Images

ሓጸርቲ ጸብጻባት፡ *ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰለስተ ወርሒ ብሰደድ ፍርያት ወጻኢ ካብ ትግራይ ትረኽቦ ዝነበረት 60 ሚልዮን ዶላር ከም ዝሓረማ ሚንስትሪ ንግድን ኢንዱስትሪን እታ ሃገር ገሊጹ። *ቁጽሪ እቶም ኣብ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ማይካድራ ዝተቐትሉ ሰባት ዝተጋንዐ እዩ ክብል ዓቃቢ ሕጊ ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ቁጽሮም ካብ ምንጻር ግን ተዓቂቡ። *ኤርትራ ኣርባዕተ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኣምባሳደራት ኣሜሪካ ናብ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ንዝጸሓፉዎ ደብዳበ ነቒፋቶ። *መሰል ዓርሰ ውሳነ ትግራይ ብምሉእ ዓወት ክሳብ ዝዕተር ውግእ ጉሂሩ ከም ዝቕጽል ኣቦ መንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ካብ በረኻታት ትግራይ መግለጺ ኣሕሊፉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት፡ *ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰለስተ ወርሒ ብሰደድ ፍርያት ወጻኢ ካብ ትግራይ ትረኽቦ ዝነበረት 60 ሚልዮን ዶላር ከም ዝሓረማ ሚንስትሪ ንግድን ኢንዱስትሪን እታ ሃገር ገሊጹ። *ቁጽሪ እቶም ኣብ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ማይካድራ ዝተቐትሉ ሰባት ዝተጋንዐ እዩ ክብል ዓቃቢ ሕጊ ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ቁጽሮም ካብ ምንጻር ግን ተዓቂቡ። *ኤርትራ ኣርባዕተ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኣምባሳደራት ኣሜሪካ ናብ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ንዝጸሓፉዎ ደብዳበ ነቒፋቶ። *መሰል ዓርሰ ውሳነ ትግራይ ብምሉእ ዓወት ክሳብ ዝዕተር ውግእ ጉሂሩ ከም ዝቕጽል ኣቦ መንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ካብ በረኻታት ትግራይ መግለጺ ኣሕሊፉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now