Credit: Timon Reinhard/Unsplashኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣባበ ማእከል መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪቓ። ኣብ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ክሳብ ሕዚ 233 ቢልዮን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊጹ። መበል ካልኣይ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ካሪቢያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብ መድረኽ መደረ ዘስመዐ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ሃገራት ኣፍሪካን ካሪቢያንን ኣብ እዋን ባዕዳዊ መግዛእቲ ንዝተፈፀመለን በደል ፍትሒ ክሓታ ጸዊዑ
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣባበ ማእከል መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪቓ። ኣብ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ክሳብ ሕዚ 233 ቢልዮን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊጹ። መበል ካልኣይ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ካሪቢያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብ መድረኽ መደረ ዘስመዐ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ሃገራት ኣፍሪካን ካሪቢያንን ኣብ እዋን ባዕዳዊ መግዛእቲ ንዝተፈፀመለን በደል ፍትሒ ክሓታ ጸዊዑ
Check out our podcast collection here