women sing in preparation for Enkutatash, the Ethiopian New Year, in Addis Ababa, Ethiopia, Sep. 6, 2025 Source: AP / Brian Inganga/AP/AAP Imageመራሕቲ ሃይማኖት ትግራይን ኤርትራን ናይ ሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንቋዕ ኣብጸሓኩም ኣመሓላሊፎም። ኢትዮጵያ ድሕሪ ሒደት ኣዋርሕ ህንፀት መመንጨዊ ሓይሊ ኑክሌር ክትጅምር ምዃና ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማልያ ነበር ኣብዲ ፋራህ ዝመርሖ ልኡክ ሶማልያ ኣስመራ ኣትዩ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
መራሕቲ ሃይማኖት ትግራይን ኤርትራን ናይ ሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንቋዕ ኣብጸሓኩም ኣመሓላሊፎም። ኢትዮጵያ ድሕሪ ሒደት ኣዋርሕ ህንፀት መመንጨዊ ሓይሊ ኑክሌር ክትጅምር ምዃና ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማልያ ነበር ኣብዲ ፋራህ ዝመርሖ ልኡክ ሶማልያ ኣስመራ ኣትዩ።
Check out our podcast collection here