ኣብ ትግራይ ንኹሉ ዘሳትፍ ግዝያዊ መንግስቲ ንምምስራት ይስራሕ ከም ዘሎ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)

Radio telescopes - Tigrinya.jpg

መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ጳጳሳት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ተዓሪቖም። ኢትዮጵያ፥ ዓለምለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰ/መሰላት ስርሑ ክቋረፅ ዝሓትት ናይ ውሳነ ሓሳብ ከምዘዳለወት ኣፍሊጣ ኤርትራ ካብ ዕደና ቢሻ ልዕሊ 300 ሚልዮን ዶላር ግብሪ ከም ዝኣከበት ተፈሊጡ ወለዲ፣ ካብ ትግራይ ናብ ኤርትራ ናይ ዝተጨውዩ ሰባት ደሃይ ደቆም ክሓቱ ከም ዝጀመሩ ተገሊጹ። ዝብሉን ካልእ ትሕዝቶታትን ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ቀሪቡ ኣሎ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ኣብ ትግራይ ንኹሉ ዘሳትፍ ግዝያዊ መንግስቲ ንምምስራት ይስራሕ ከም ዘሎ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) | SBS Tigrinya