ጽባሕ ረቡዕ፣ መቐለ መበል 13 ጉባኤ ህወሓት ከተተኣናግድ እያ፡ ዓዲ ግራት ድማ ብክልል ደረጃ በዓል መስቀል ከተሳሲ እያ። ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ኣመንቲ እስልምና ድሕሪ 20 ዓመታት ኣብ ትግራይ ከተማ ነጋሽ ዝርከብ መስጊድ ኣልነጃሽ በዓል ዓሹራ ብሓንሳብ ኣኽቢሮም ሓለፍቲ ደምህት ካብ ኤርትራ ናብ ትግራይ ኣትዮም።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

