SKIP TO MAIN CONTENT

ኤውሮጳዊ ሕብረት ንኢትዮጵያ ክህቦ መዲቡ ዝነበረ ኣስታት ተስዓ ሚልዮን ኤውሮ ባጀታዊ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ደው ኣቢልዎ። (ጸብጻብ)

EU suspends Aid to Ethiopia
Source: European Union

ኢትዮጵያ ካብተን ብዝሒ ዝእሰሩ ጋዜጠኛታት ዝወሰኸለን ሃገራት ምዃና ሲፒጄ ገሊጹ። ኣብ መንጎ ሰልፊ ብልጽግና ኣምሓራን ቤንሻንጉል ግሙዝን ወጥሪ ከሪሩ። ኤውሮጳዊ ሕብረት ንኢትዮጵያ ክህቦ መዲቡ ዝነበረ ኣስታት ተስዓ ሚልዮን ኤውሮ ባጀታዊ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ደው ኣቢልዎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢትዮጵያ ካብተን ብዝሒ ዝእሰሩ ጋዜጠኛታት ዝወሰኸለን ሃገራት ምዃና ሲፒጄ ገሊጹ። ኣብ መንጎ ሰልፊ ብልጽግና ኣምሓራን ቤንሻንጉል ግሙዝን ወጥሪ ከሪሩ። ኤውሮጳዊ ሕብረት ንኢትዮጵያ ክህቦ መዲቡ ዝነበረ ኣስታት ተስዓ ሚልዮን ኤውሮ ባጀታዊ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ደው ኣቢልዎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now