Source: Getty Imagesሰብመዚ ኤርትራን ሩስያን: ቃልሲ ኣንጻር ሕብረት ምዕራባውያን ዝበሉዎ ኣሰላልፋ ሓዊስካ ብሓባር ንምስራሕ ከም ዝተዘራረቡ ገሊጾም። ቤት ምኽሪ እስልምና ኣምሓራ: "ብኣኽረርቲ ክርስትያን ጎንደር ዝተቐትሉ" ዝበሎም ሰባት 20 ከም ዝበጸሐ ሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ: ትግርኛ ዝዛረቡ ዓቀብቲ ሰላም ኮነ ተባሂሉ ንዓዶም ከይምለሱ ተሰሪሑ ክብል ከሲሱ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት: ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝተኸስተ ደርቂ ሰለስተ ሚልዮን እንስሳታት ከም ዝሞታ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዞባ ንዘሎ ደርቂ ንምክልኻል ኣብ ጀነቫ ብዝነበሮ መደብ ምትእኽኻብ ሓገዝ 1.39 ቢልዮን ዶላር ከም ዘዋህለለ ውን ሓቢሩ።
ሰብመዚ ኤርትራን ሩስያን: ቃልሲ ኣንጻር ሕብረት ምዕራባውያን ዝበሉዎ ኣሰላልፋ ሓዊስካ ብሓባር ንምስራሕ ከም ዝተዘራረቡ ገሊጾም። ቤት ምኽሪ እስልምና ኣምሓራ: "ብኣኽረርቲ ክርስትያን ጎንደር ዝተቐትሉ" ዝበሎም ሰባት 20 ከም ዝበጸሐ ሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ: ትግርኛ ዝዛረቡ ዓቀብቲ ሰላም ኮነ ተባሂሉ ንዓዶም ከይምለሱ ተሰሪሑ ክብል ከሲሱ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት: ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝተኸስተ ደርቂ ሰለስተ ሚልዮን እንስሳታት ከም ዝሞታ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዞባ ንዘሎ ደርቂ ንምክልኻል ኣብ ጀነቫ ብዝነበሮ መደብ ምትእኽኻብ ሓገዝ 1.39 ቢልዮን ዶላር ከም ዘዋህለለ ውን ሓቢሩ።