SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብዚ ቅንያት ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ከም ብሓዱሽ ጅምላዊ መቕተልቲ፣ ማእሰርትን ምስጓግ ህዝብን ደጊሱ።

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስቲ ዜና ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ሰባት ኣስታት 7200 ከም ዝበጽሐ ዝሞቱ ግን 54 ሰባት ከም ዝኾኑ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልል ኣምሓራ ኣብቲ ክልል ብዝቕጽል ዘሎ ኩናት ዝዓነወ ሃብቲ ንምትካእ ሰላሳ ዓመታት ክውደአሉ ከም ዝኽእል ገሊጹ። ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦሮና ብዝተኸስተ ደርቂ ብልዕሊ 28 ሽሕ ስድራቤት ዝውነና ዝነበራ ልዕሊ 70 ሽሕ ከብቲ ከም ዝሞታን ልዕሊ 100 ሽሕ ካልኦት ድማ ብዘይደገፍ ሰብ ክልዓላ ከም ዘይክእላ ሰብመዚ እቲ ዞባ ሓቢሮም። ንኣልሸባብ ብምንቃፍ ዝፍለጥ ጋዜጠኛ ዓብደልዓዚዝ መሓሙድ ካብ ኣልሸባብ ብዝተፈነወሉ ነብሰቅትለታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ሞቓድሾ ተቐቲሉ።።ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስቲ ዜና ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ሰባት ኣስታት 7200 ከም ዝበጽሐ ዝሞቱ ግን 54 ሰባት ከም ዝኾኑ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልል ኣምሓራ ኣብቲ ክልል ብዝቕጽል ዘሎ ኩናት ዝዓነወ ሃብቲ ንምትካእ ሰላሳ ዓመታት ክውደአሉ ከም ዝኽእል ገሊጹ። ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦሮና ብዝተኸስተ ደርቂ ብልዕሊ 28 ሽሕ ስድራቤት ዝውነና ዝነበራ ልዕሊ 70 ሽሕ ከብቲ ከም ዝሞታን ልዕሊ 100 ሽሕ ካልኦት ድማ ብዘይደገፍ ሰብ ክልዓላ ከም ዘይክእላ ሰብመዚ እቲ ዞባ ሓቢሮም። ንኣልሸባብ ብምንቃፍ ዝፍለጥ ጋዜጠኛ ዓብደልዓዚዝ መሓሙድ ካብ ኣልሸባብ ብዝተፈነወሉ ነብሰቅትለታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ሞቓድሾ ተቐቲሉ።።ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now