SKIP TO MAIN CONTENT

"ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንዝመጽእ ሓደጋ ንምብርዓን ድሉው ከምዘሎ ኣብ እዋን ዑደት ፕረ/ኢሳያስን ቀ/ሚ ኣብይን ተገሊጹ። (ጸብጻብ)

Homeland Report
Source: EBC

#ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ግድብ ህዳሴን ሓይሊ ኣየርን ኢትዮጵያ ዝርከቡዎም ቦታታት ኣብ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደቶም ተዓዚቦም። #ፕረዚደንት ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ኣብ ምሉእ ዓለም ንዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመስጊኖም። #መንግስታት ፌደራልን ክልል ትግራይን ኣብ ምጥፋእ ኣንበጣ ይዋጠጡ። #ልዕሊ ን20 ዓመታት ዝተኣስረ ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ገጣማይን ኣማኑኤል ኣስራት ሽልማት ፐን ዓለም ብእሱሩ እንከሎ ይሽለም ፤ ኢትዮጵያዊ ጋዜጠኛ ተመስገን ደሳለኝ ከኣ ትማሊ ረቡዕ ተኣሲሩ። #ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዘለዉ ዜጋታት ክዕጠቑ ይጠልብ ፤ # ካብ ጎንደርን ጎጃምን ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝጓዓዙ ዘወርቲ መካይን ጽዕነት ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ቅድሚ ሓይልታት ፀጥታ መካይኖም ከም ዝተባርዓን መሓዙቶም ከም ዝተቐትሉን ይዛረቡ sent ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ግድብ ህዳሴን ሓይሊ ኣየርን ኢትዮጵያ ዝርከቡዎም ቦታታት ኣብ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደቶም ተዓዚቦም። ፕረዚደንት ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ኣብ ምሉእ ዓለም ንዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመስጊኖም። መንግስታት ፌደራልን ክልል ትግራይን ኣብ ምጥፋእ ኣንበጣ ይዋጠጡ። ልዕሊ ን20 ዓመታት ዝተኣስረ ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ገጣማይጢ ኣማኑኤል ኣስራት ሽልማት ፐን ዓለም ብእሱሩ እንከሎ ይሽለም ፤ ኢትዮጵያዊ ጋዜጠኛ ተመስገን ደሳለኝ ከኣ ትማሊ ረቡዕ ተኣሲሩ። ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዘለዉ ዜጋታት ክዕጠቑ ይጠልብ ፤ ካብ ጎንደርን ጎጃምን ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝጓዓዙ ዘወርቲ መካይን ጽዕነት ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ቅድሚ ሓይልታት ፀጥታ መካይኖም ከም ዝተባርዓን መሓዙቶም ከም ዝተቐትሉን ይዛረቡ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now