12 ገዳይም ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ ኣባልነት ተፋንዮም። ሰለብርቲ ኢንቨስትመንት ኣብ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ እጃሞም ዘበርከቱ ስልማት ኣዲሉ። ናይ ኣምሓራ ሰልፊ ብ ኣዴን ስሙን ምልክቱን ቀይሩ። ኣብ ቤንሻንጉል ግሙዝን ክልል ኦሮሚያን ልዕሊ 45 ሽሕ ሰባት ተመዛቢሎም፣ 9 ሰባት ተቐትሎምን ብዙሓት ቆሲሎምን።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

