SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ኤርትራ መብጽዓ ሰማእታቱ ከምዘኽብር ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ገሊጹ። (ካብ ጸብጻብ)

Homeland Report
Source: Awate

#ኤርትራውያን መበል 59 ምፍላም ብረታዊ ቃልሲ ናጽነት ኣብ ዝዝክሩሉ እዋን መንግስቲ ኤርትራ መብጽዓ ሰማእታት ክፍጽም ይመጻባዕ። #መንግስቲ ትግራይ ነቶም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣብ ስዑድያ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተዳጉኖም ዝርከቡ ተጋሩ ስደተኛታት መንግስቲ ፌደራል ንመንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ኣይቅበልን ኢሉዎ ብምባል ናብ መቐለ ክለኣኹሉ ይሓትት። #ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ጸጥታዊ ጉዳያት ብሓባር ክሰርሓ ተሰማሚዐን #ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ዝርከብ ኤምባሲኣ ተጠቒዑ ብዝብል ንመንግስቲ ጀርመን ትወቅስ። #20 አባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ከም ዝሻቐሉን ኣብ ውሽጢ 60 መዓልቲ ጸብጻባት ክቐርብን ፀቕጢ የሕድሩ። #መንግስቲ ኢትዮጵያ ንገለ ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ብዋሕስ ይፈትሕ ኣሎ። #ትግራይ መረጻ ክተሳልጥ 6 መዓልቲ ይተርፍኣ ፤ ነቲ መረጻ ኣፍልጦ ዝኸልከለ ባይቶ ፌደረሽን ኢትዮጵያ ከኣ ንቐዳም ህጹጽ ኣኼባ ጸዊዑ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now