SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራ: ኣብ ሞንጎ ሃገራት ወሽመጥን ሱዳንን ዲፕሎማስያዊ ርክባት ትድልል ኣላ ንዝብል ክሲ ነጺጋቶ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፣ ኤርትራ: ኣብ ሞንጎ ሃገራት ወሽመጥን ሱዳንን ዲፕሎማስያዊ ርክባት ትድልል ኣላ ንዝብል ክሲ ነጺጋቶ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 9 ወርሒ 26 ፋብሪካታት ተዓጽየን ተባሂሉ። ካብ 37 ፋብሪካታት መገጣጠሚ ሞባይል ውን 2 ጥራሕ ከም ዝተረፋ ተሓቢሩ። ሰልፊ ኮንግረስ ፌደራሊስት ኦሮሞ ኣብ ኢትዮጵያ ብስሩዓትን ዘይስሩዓትን ዕጡቓት ንዝፍጸም ቅትለት ተቓዊሙ። ዕጡቕ ፋኖ ጠንቂ ሰላም ክልልን ሃገርን ኮይኑ ዝበለ ኦፌኮ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ጥራሕ 280 ሰባት ከም ዝተቐትሉ ገሊጹ። ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ጎንደር በዓል ኢድ ኣልፈጥር ኣብ ገዝኦም ከኽብሩ ተኣዚዞም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፣ ኤርትራ: ኣብ ሞንጎ ሃገራት ወሽመጥን ሱዳንን ዲፕሎማስያዊ ርክባት ትድልል ኣላ ንዝብል ክሲ ነጺጋቶ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 9 ወርሒ 26 ፋብሪካታት ተዓጽየን ተባሂሉ። ካብ 37 ፋብሪካታት መገጣጠሚ ሞባይል ውን 2 ጥራሕ ከም ዝተረፋ ተሓቢሩ። ሰልፊ ኮንግረስ ፌደራሊስት ኦሮሞ ኣብ ኢትዮጵያ ብስሩዓትን ዘይስሩዓትን ዕጡቓት ንዝፍጸም ቅትለት ተቓዊሙ። ዕጡቕ ፋኖ ጠንቂ ሰላም ክልልን ሃገርን ኮይኑ ዝበለ ኦፌኮ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ጥራሕ 280 ሰባት ከም ዝተቐትሉ ገሊጹ። ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ጎንደር በዓል ኢድ ኣልፈጥር ኣብ ገዝኦም ከኽብሩ ተኣዚዞም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now