መራሕቲ ትግራይን ሱዳንን ብኢትዮጵያ ዝወደቐት ነፋሪት ከም ዘየላ ኣፍሊጦም። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጽቡቕ ክራማት ኣብ ልዕሊ ሰባት ጎናዊ ጉድኣት ከም ዘብጸሐ ተገሊጹ። መንግስቲ ኤርትራ ንናይ ካቶሊክ ቤት-ትምህርቲ ሕርሻን ቴክኒክን ሓጋዝ ወሪሱ ተባሂሉ። ሰልፊ ፖለቲካ ስርዓት ደርግ ዝነበረ ኢሰፓ ኣብ ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ክምዝገብ ዘቕረቦ ሕቶ ተነጺጉ።
Share

Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Share this with family and friends
