ኤርትራን ኢትዮጵያን ንክሲ ኣሜሪካ ነጺገን። (ጸብጻብ)07:08ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (7.68MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ባጀት ትግራይ ንምልቃቕ ዝርርብ ተጀሚሩ'ሎ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤልን ተዛሪቡ። ልኡኽ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ሩስያ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ዉጉኣት ኲናት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተቓውሞ ኣካይዶም። ምርመራታት መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ክቅጽል ኪኢላታት ሕቡራት ሃገራት ፀዊዖም።ShareLatest podcast episodesስፖርት ደቀባት ኣውስትራሊያ: መንኮርኮር መንነት፣ ባህሊን ሓድግን፡ሚ/ር ጥዕና ብዛዕባ ሕማም ኦቲዝም ዝምልከት ብትራምፕ ዘይተረጋገጸ ግጉይ ሓበሬታ ብምዝርጋሑ ነቒፍዎ ። (ሓጸርቲ ዜናታት 24 መስከረም)"ናብ ዓድና እናማዕደና፡ ኣብዚ እንነብረሉ ዘለና ዓዲ ዕዉታት ክንከውን ኣለና።" መንእሰይ ወደብ ቴድሮስሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 መስከረም 2025)