SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኤርትራ ልዕሊ ንቡር ዝናብ ከም ዝተመዝገበ ሚንስትሪ ሕርሻ ሓቢሩ።

Radio telescopes - Tigrinya.jpg

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ 50 ዓመታት ባንክታታ ንናይ ግዳም ኣውፈርቲ ክፉት ክኸውን ወሲና። ልዕሊ 6500 ምሩኻት ወተሃደራት ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣትዮም ተባሂሉ። ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንትገብሮ ዘላ ተሳትፎ ኲናት ማሕበረሰብ ዓለም ክኹኑኖ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ ፀዊዑ በቲ ዝደገሰ ውግእ ንኤርትራ፣ ህወሓትን ኢትዮጵያ ዝነቐፈ መንግስቲ ኣሜሪካ ልኡኹ ናብ ኢትዮጵያ ይሰድድ ኣሎ።

Published

Presented by Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ 50 ዓመታት ባንክታታ ንናይ ግዳም ኣውፈርቲ ክፉት ክኸውን ወሲና። ልዕሊ 6500 ምሩኻት ወተሃደራት ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣትዮም ተባሂሉ። ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንትገብሮ ዘላ ተሳትፎ ኲናት ማሕበረሰብ ዓለም ክኹኑኖ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ ፀዊዑ በቲ ዝደገሰ ውግእ ንኤርትራ፣ ህወሓትን ኢትዮጵያ ዝነቐፈ መንግስቲ ኣሜሪካ ልኡኹ ናብ ኢትዮጵያ ይሰድድ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now