Credit: Timon Reinhard/Unsplashህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ስግኣት ኮይኑ ምቕፃሉ ውሕሃ ገሊጹ። ኢትዮጵያን ኤርትራን መሰል ነበርትን መበቆላውያን ህዝብታትን ውሑስ ክገብራ ጸዊዑ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ብዘይ ዝኾነ ለውጢ ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ከም ዘሎ እውን ሓቢሩ። ወተሃደራት ኢትዮጵያ፡ ንኣል-ሸባብ ንምጥቃዕ ብዘይ ፍቓድ መንግስቲ ሶማልያ፡ ዶብ ጥሒሶም ከምዝሰገሩ ተሰሚዑ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ስግኣት ኮይኑ ምቕፃሉ ውሕሃ ገሊጹ። ኢትዮጵያን ኤርትራን መሰል ነበርትን መበቆላውያን ህዝብታትን ውሑስ ክገብራ ጸዊዑ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ብዘይ ዝኾነ ለውጢ ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ከም ዘሎ እውን ሓቢሩ። ወተሃደራት ኢትዮጵያ፡ ንኣል-ሸባብ ንምጥቃዕ ብዘይ ፍቓድ መንግስቲ ሶማልያ፡ ዶብ ጥሒሶም ከምዝሰገሩ ተሰሚዑ።