Source: Getty Imagesኣርእስታት ሓጸርቲ ጸብጻብ ብርግጸት ሰብኣዊ መሰላት ዝኽሰሱ ወተሃደራት ኢትዮጵያ ካብ ወፍሪ ዓቃቢ ሰላም ክእገዱ ተሓቲቱ። ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገዓዙ መራሕቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንጸገማት ተቓሊዕና ኢሎም። ዝቕባበ ዋጋ መግቢ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዓሚ ብ28.7% ወሲኹ። ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርርብ ዝምርኮስ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ክህሉ ሓቲታ
ኣርእስታት ሓጸርቲ ጸብጻብ ብርግጸት ሰብኣዊ መሰላት ዝኽሰሱ ወተሃደራት ኢትዮጵያ ካብ ወፍሪ ዓቃቢ ሰላም ክእገዱ ተሓቲቱ። ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገዓዙ መራሕቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንጸገማት ተቓሊዕና ኢሎም። ዝቕባበ ዋጋ መግቢ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዓሚ ብ28.7% ወሲኹ። ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርርብ ዝምርኮስ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ክህሉ ሓቲታ