ጸብጻባት ዜና * ህዝቢ ኤርትራ መንግስቱ የዐግስ ክብል መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ኣሕሊፉ፣ * ኲናት ትግራይ ናብ ኣርባዕተ ግንባራት ሰፊሑ፣ * ሱዳን ንኣምሳደር ኢትዮጵያ ብዛዕባ’ቲ ኢትዮጵያ ነፋሪት ወቒዐ ዝበለቶ መብርሂ ክህብ ሓቲታ፣ * ሓላፊ ጉዳያት ወፃኢ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ሃይሉ ከበደ ደሃዩ ካብ ዝጠፍእ ሳልሳይ መዓልቱ ከምዘቑፀረ ተገሊጹ፣
Share

Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Share this with family and friends
