ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ናብ ኤርትራ ዘቕንዓ መራኽብ ክዓጹ ኣባል ኮንግረስ ብራድሊ ጄምስ ሸርማን ንኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ሓቲቱ። (ካብ ኣርእስቲ ጸብጻብ)

Homeland News

Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ሓይልታት ትግራይ ንደሴን ኮምበልቻን ኣብ ናይ ቀረባ ርሕቐት ንዝርከባ ከተማታት ኩታበርን ተንታን ከም ዝተቖጻጸሩ ገሊጾም ፤ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንፋብሪካ ጨርቀመርቂ ኣልመዳን ኣብ ማይጸብርን ደብዲበ ኢሉ። ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ናብ ኤርትራ ዘቕንዓ መራኽብ ክዓጹ ኣባል ኮንግረስ ብራድሊ ጄምስ ሸርማን ንኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ሓቲቱ። ኮምሽነር ዓለምለኻዊ ምሕዝነት ሕብረት ኣውሮጳ ኣብዚ ሰሙን ናብ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ሩዋንዳን መገሻ ክህልወን ዩ ተባሂሉ።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service