ኢትዮጵያ ትሃንፆ ዘላ ዓቕሚ ሓይሊ ባሕሪ ንናይ ፅባሕ ወለዶ መሰረት ዘንብር ኢዩ - ክብል ሬር ኣድሚራል ክንዱ ገዙ ተዛሪቡ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ስሩዕ በረራ ከም ዝጅምር ኣፍሊጡ። ጀነራል ታደሰ ወረደ መስርሕ ምትግባር ስምምዕ ፕሪቶርያ ምስ ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ጎና ጎኒ ንምትግባር ምድላው ከም ዝተገብረ ሓቢሩ። ኣሜሪካ፣ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ምትግባር ስምምዕ ሰላም ንኲናት ትግራይ ኣብ ምክትታሉን ምጽራዩን ብዝልዓለ ከምእትዋሳእ ገሊጻ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends