SKIP TO MAIN CONTENT

ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ሰባት ተጸበይቲ ሓገዝ ከም ዝኾኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። (ሓጸርቲ ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኮሌጅ ሕክምናን ስነፍልጠትን ኦረታ 230 ተምሃሮ ብዲግሪን ዲፕሎማን ኣብ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ኣመሪቑ። ሱዳን ብዕጡቓት ኢትዮጵያ ልዕሊ ሽዱሽተ ኣባላት ሰራዊት ከም ዝተቐትሉዋ ዘውጸኣቶ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጉዎ። ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ሰባት ተጸበይቲ ሓገዝ ከም ዝኾኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ከንቲባ ከተማ ደብረብርሃን ምስ ህወሓት ርክብ ኣለካ ብዝብል ከም ዝተኣስረ ተሰሚዑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኮሌጅ ሕክምናን ስነፍልጠትን ኦረታ 230 ተምሃሮ ብዲግሪን ዲፕሎማን ኣብ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ኣመሪቑ። ሱዳን ብዕጡቓት ኢትዮጵያ ልዕሊ ሽዱሽተ ኣባላት ሰራዊት ከም ዝተቐትሉዋ ዘውጸኣቶ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጉዎ። ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ሰባት ተጸበይቲ ሓገዝ ከም ዝኾኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ከንቲባ ከተማ ደብረብርሃን ምስ ህወሓት ርክብ ኣለካ ብዝብል ከም ዝተኣስረ ተሰሚዑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now