Credit: Timon Reinhard/Unsplashትግራይ ኣብዚ ዕለት ንካልኣይ ጊዜ ሃገራዊ መረጻ ኢትዮጵያ ከይተኻየደላ ትተርፍ ዘላ ክልል ኮይና ኣላ። ልኡኽ ‘ዩኔስኮ’፡ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚ ኤርትራ ዕውት ዘተ ከም ዘካየደ ሓቢሩ። ብልዕሊ 17 ቢሊዮን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ ፋብሪካ ሲሚንቶ ተጎጋ ስራሕ ንምጅማር ዘኽእሎ ማሽነሪታት ናብ ትግራይ የእትዉ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ኣብዚ ቅንያት ንዝተነጽገ ኣከፋፍላ ልቓሕ ወጻኢ ዝምልከት ሓደስቲ መማረጺታት ትደሊ ምህላዋ ተገሊጹ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ትግራይ ኣብዚ ዕለት ንካልኣይ ጊዜ ሃገራዊ መረጻ ኢትዮጵያ ከይተኻየደላ ትተርፍ ዘላ ክልል ኮይና ኣላ። ልኡኽ ‘ዩኔስኮ’፡ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚ ኤርትራ ዕውት ዘተ ከም ዘካየደ ሓቢሩ። ብልዕሊ 17 ቢሊዮን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ ፋብሪካ ሲሚንቶ ተጎጋ ስራሕ ንምጅማር ዘኽእሎ ማሽነሪታት ናብ ትግራይ የእትዉ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ኣብዚ ቅንያት ንዝተነጽገ ኣከፋፍላ ልቓሕ ወጻኢ ዝምልከት ሓደስቲ መማረጺታት ትደሊ ምህላዋ ተገሊጹ።
Check out our podcast collection here