SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣንጻር ተጋሩ ዘቕንዑ ጎስጓሳት ጽልኢ ከም ዝተጸምደ ሓላፊት USAID ሳማንታ ፓወርከሲሳ።

Homeland News
Source: AAP

ሓጸርቲ ጸብጻብ፥ ሓላፊ ትካል ረድኤት ሕቡራት ሃገራትን ማርቲን ግሪፍቲዝ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝጸንሐለን መዓልታት ቤቶም ብምዕናዉ መጽለሊ፣ እኽሎም ብምዝማቱ ዝብላዕ ዘይብሎም ሰባት ርእዮ ከም ዝሓዘነ ገሊጾም። ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ካልእ ቦታ ክግዕዙ ይሰርሕ ከም ዘሎ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ቢሊንከን ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ውግእ ደው ኢሉ ሰብኣዊ ረድኤት ናብ ትግራይ ብዛዕባ ዝኣትወሉ ናይ ስልኪ ዘተ ከም ዘሳለጡ ኣፍሊጦም። ሓላፊት ዓለምለኻዊ ትካል ረድኤት ኣሜሪካ ሳማንታ ፓወር ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ክትዘራረብ ዝተትሓዘ መደብ ከም ዘይሰለጠ ብምግላጽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣንጻር ተጋሩ ዘቕንዑ ጎስጓሳት ጽልኢ ከም ዝተጸምደ ከሲሳ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻብ፥ ሓላፊ ትካል ረድኤት ሕቡራት ሃገራትን ማርቲን ግሪፍቲዝ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝጸንሐለን መዓልታት ቤቶም ብምዕናዉ መጽለሊ፣ እኽሎም ብምዝማቱ ዝብላዕ ዘይብሎም ሰባት ርእዮ ከም ዝሓዘነ ገሊጾም። ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ካልእ ቦታ ክግዕዙ ይሰርሕ ከም ዘሎ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ቢሊንከን ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ውግእ ደው ኢሉ ሰብኣዊ ረድኤት ናብ ትግራይ ብዛዕባ ዝኣትወሉ ናይ ስልኪ ዘተ ከም ዘሳለጡ ኣፍሊጦም። ሓላፊት ዓለምለኻዊ ትካል ረድኤት ኣሜሪካ ሳማንታ ፓወር ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ክትዘራረብ ዝተትሓዘ መደብ ከም ዘይሰለጠ ብምግላጽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣንጻር ተጋሩ ዘቕንዑ ጎስጓሳት ጽልኢ ከም ዝተጸምደ ከሲሳ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now