ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ)

Homeland News

Source: Getty Images

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ብዛዕባ ጉዳይ ቅልውላው ትግራይ ዝርከቦ ምስ መራሒ ሕቡራት ዓረብ ኢመረት ዘትዩ። ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። ሩሲያ ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን ንዝህነጽ መዓስከር ሰራዊት ብዝብል ዘእተወቶ ናውቲ ከተውጽእ ሱዳን ሓቲታት። ሱዳን እቲ ግድብ ህዳሰ ዝስረሓሉ ዘሎ ክልል ቤን ሻንጉል ግዝ ኣተይ’ዩ ምባላ ቅኑዕ ኣይኮነን ክብል ኣፈኛ ሚ/ሪ ወጻኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ጌሩ። ኢትዮጵያ ሓዲሽ ምልክትን ኣልባሳትን ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪቓ። ሚ/ሪ ሕርሻ ኤርትራ ምሩጽ ዘርኢ ንሓረስቶት ዓዲሉ። ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝግበር ምርጫ ሉኡኽ ከምዘይሰድድ ኣፍሊጡ። ነበር ኮሚሽነር ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ሞይቱ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service