Source: Ethiopian Goveኣርእስታት ጸብጻብ፡ ኣቦ ወምበር ዳውድ ኢብሳ ኣብ ገዝ ኡ ብወተሃደራት ተኸቢቡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ካብዝነበሩ ናይ ኢትዮጵያ ትውልዲ ዘለዎም ኣመሪካዊያን ተፈቲሖም። ኩነታት ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ከምኡ'ውን ካል ኦት ጸብጻብ።
ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ኣቦ ወምበር ዳውድ ኢብሳ ኣብ ገዝ ኡ ብወተሃደራት ተኸቢቡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ካብዝነበሩ ናይ ኢትዮጵያ ትውልዲ ዘለዎም ኣመሪካዊያን ተፈቲሖም። ኩነታት ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ከምኡ'ውን ካል ኦት ጸብጻብ።