SKIP TO MAIN CONTENT

መ/ኢትዮጵያ 95 ሜ/ቶን መድሓኒት ናብ ትግራይ ክኣቱ ፈቒዱን ፤19 ቢልዮን ብር ንትግራይ ከም ዝሰለዐን ኣፍሊጡ። (ካብ ጸብጻባት ዜና)

Homeland News
Source: Getty Images

ልኡኽና ዝለኣኸልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ሒዙ ኣሎ። ኣባላት እቲ ኣብ ትግራይ ተተኺሉ ዝነበረ ጊዝያዊ ምምሕዳር ንመንግስቲ ፌደራልን ነቲ ምምሕዳርን ከሲሶም። ብካልእ ዜና መንግስቲ ፌደራል ንገለ ኣባላት እቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ከም ዝኣሰረ ተሓቢሩ። ------------- መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ’ቲ 1.7 እንስሳታት ዝቐተለን ልዕሊ 7 ሚልዮን ህዝቢ ንጥሜት ዘቃለዐን ደርቂ ዝምልከት መብርሂ ክህበሉ ተሓቲቱ። ---------- ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ንሳልሳይ ጊዜ 275 ኩንታል ዝግመት ሓገዝ ንትግራይ ሰዲዳ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ 95 ሜ/ቶን መድሓኒት ናብ ትግራይ ክኣቱ ፍቓድ ከም ዝሃበን ፤19 ቢልዮን ብር ንትግራይ ከም ዝሰለዐን ኣፍሊጡ። ---- መንግስቲ ኤርትራ ንኣመንቲ ወንጌላውያን ከም ዝኣሰረ ተሓቢሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ልኡኽና ዝለኣኸልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ሒዙ ኣሎ። ኣባላት እቲ ኣብ ትግራይ ተተኺሉ ዝነበረ ጊዝያዊ ምምሕዳር ንመንግስቲ ፌደራልን ነቲ ምምሕዳርን ከሲሶም። ብካልእ ዜና መንግስቲ ፌደራል ንገለ ኣባላት እቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ከም ዝኣሰረ ተሓቢሩ። ------------- መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ’ቲ 1.7 እንስሳታት ዝቐተለን ልዕሊ 7 ሚልዮን ህዝቢ ንጥሜት ዘቃለዐን ደርቂ ዝምልከት መብርሂ ክህበሉ ተሓቲቱ። ---------- ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ንሳልሳይ ጊዜ 275 ኩንታል ዝግመት ሓገዝ ንትግራይ ሰዲዳ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ 95 ሜ/ቶን መድሓኒት ናብ ትግራይ ክኣቱ ፍቓድ ከም ዝሃበን ፤19 ቢልዮን ብር ንትግራይ ከም ዝሰለዐን ኣፍሊጡ። ---- መንግስቲ ኤርትራ ንኣመንቲ ወንጌላውያን ከም ዝኣሰረ ተሓቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now