"ናይ ኢትጵያ ምርግጋእ ብፍሉይ: ካብ ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት ንላዕሊ የገድሰና። ንሰርሓሉ ድማ ኣለና።"ፕረ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

Source: Eri Tv
ኣርእስታት ጸብጻብ ሎሚ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝገበሮ ቃለ መሕትት፡ ኣብ ትግራይ ሓይሊ ኤለክትሪክ ተቛሪጹ። ቃለ መሕትት ጌታቸው ረዳ። ኲናት ኣብ ትግራይ ቀጺሉ። ሱዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘሎ ኣምባሳደራ ስሒባ።
Share
Source: Eri Tv
SBS World News