Source: Suppliedኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ብኮሮና ባይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 5000 ሽሕ ሓሊፉ፣ ካብኣቶም ልዕሊ 1400 ሰባት ሓውዮም 78 ሰባት’ውን ሞይቶም። ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብኮሮናባይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 144 በጺሑ ካብኣቶም 39 ሓውዮም ዝሞተ የለን። ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ኮሮናባይረስ ዘስዓቦ ዕጽዋ ሓደጋ ጥሜት ኣንጸላልዩ ቆልዑት ክሳብ ሞት ኣብጺሑ ተባሂሉ። ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ከቢድ ሓደጋ ዕስለ ኣንበጣ ኣንጸላልዩ ስለዘሎ ግቡእ ጥንቃቐ ክግበር ተሓቲቱ።
ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ብኮሮና ባይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 5000 ሽሕ ሓሊፉ፣ ካብኣቶም ልዕሊ 1400 ሰባት ሓውዮም 78 ሰባት’ውን ሞይቶም። ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብኮሮናባይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 144 በጺሑ ካብኣቶም 39 ሓውዮም ዝሞተ የለን። ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ኮሮናባይረስ ዘስዓቦ ዕጽዋ ሓደጋ ጥሜት ኣንጸላልዩ ቆልዑት ክሳብ ሞት ኣብጺሑ ተባሂሉ። ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ከቢድ ሓደጋ ዕስለ ኣንበጣ ኣንጸላልዩ ስለዘሎ ግቡእ ጥንቃቐ ክግበር ተሓቲቱ።