"ኣብ ትግራይ ጥሜት ከም መስርሕ ኩናት ኮይኑ : ኣብ መዓልቲ ካብ 50-100 ሰባት ብጥሜት ይሞቱ ኣለዉ " ዘ-ኢኮኖሚስት

Homeland News

Source: Twitter

ሰማዕትና ሓጸርቲ ጸብጻባት ካብ ል ኡኽና እዞም ዝስዕቡ ኣርእስቲታት ሒዙ ኣሎ፡ ኤርትራዊት ተመራማሪት ሳይንስ: ኣስመረት ኣስፋው ዳይረክተር ሳይንስ ኣሜሪካ ክኾነና ብፕረዚደንት ጆ ባይደን ተሓጽየን። "ኣብ ትግራይ ጥሜት ከም መስርሕ ኩናት ኮይኑ : ኣብ መዓልቲ ካብ 50-100 ሰባት ብጥሜት ይሞቱ ኣለዉ " ዘ-ኢኮኖሚስት ጅፍርይ ፊልትማን ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመዚዙ: ጎንጺ ኣብ ትግራይ፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ፣ ወጥሪ ምስ ሱዳንን ውጥጥ ግድብ ህዳሴን ክፈትሕ እምነት ተነቢሩሉ። ሕብረት ኣውሮፓ ንኤርትራ ክህቦ ዝሰልዖ 100 ሚልዮን ዩሮ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንክብርታት እቲ ሕብረት ዝጻብኡ ገበናት ፈጺሙ ብዝብል ከደስክሎ ይሓስብ። ናብ ዝርዝራቱ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣልዩ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service