ሚ/ር ውሽጣዊ ጉዳያት ሄሰን፡ ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራ ንዝተወልዐ ጎንጺ ምስ ኣምባሳደር ኤርትራ ክዘራረብ'ዩ።

ሉኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ናብ ርእሰ ከተማ ትግራይ መቐለ ኣምሪሑ። ብርክት ዝበላ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ከተማ መቐለ ተመዛበልትን ብሓባር ሰላማዊ ሰልፊ ኣሳሊጠን። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ሄሰን፡ ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራ ንዝተወልዐ ጎንጺ ምስ ኣምባሳደር ኤርትራ ክዘራረብ ዩ። ብውሑድ 200 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ጀልባ ተሰዊራ።
Share