Credit: Timon Reinhard/Unsplash*ኪዳን ምትሕብባር ንሓድነት ኢትዮጵያ ብምርጫ ዝተዓወቶም መንበራት ከምዘይርከብ ኣፍሊጡ፤ ኣባላቱ እውን ፓርላማ ከይጽንበሩ ኣጠንቂቑ። *ሂውማን ራይትስ ዎች፡ ሰብ-መዚ ትግራይ ሓድሽ ዘውጽእዎ ሕጊ ግዱድ ወታደራዊ ኣገልግሎት ክስርዙ ሓቲቱ። *ዜጋታት ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ፡ ሱዳንን ሶማልያን ናብ ዞባ ምብራቕ ሊብያ ከይኣትዉ ተኣጊዶም። *ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክሳብ ሾሞንተ ዓመት ዝበጽሕ ናይ ማእሰርቲ መቕጻዕቲ ተፈሪድዎም ዝነበሩ 343 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። *ጅቡቲን ናይ ኤምሬትስ ኩባንያ ነዳድን ንዕዳጋ ኢትዮጵያ ዝውዕል ምስፍሕፋሕ መሰረተ-ልምዓት ነዳድ ኣመልኪቶም ተመያይጦም ። *ሰራዊት ሱዳን ኣብ ዞባ ብሉ ናይል ብዝኸፈቶ ሓድሽ መጥቃዕቲ ኣብ ጥቓ ዶብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ዕርዲ ተቓወምቲ ከም እተቖጻጸረ ኣፍሊጡ*
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
*ኪዳን ምትሕብባር ንሓድነት ኢትዮጵያ ብምርጫ ዝተዓወቶም መንበራት ከምዘይርከብ ኣፍሊጡ፤ ኣባላቱ እውን ፓርላማ ከይጽንበሩ ኣጠንቂቑ። *ሂውማን ራይትስ ዎች፡ ሰብ-መዚ ትግራይ ሓድሽ ዘውጽእዎ ሕጊ ግዱድ ወታደራዊ ኣገልግሎት ክስርዙ ሓቲቱ። *ዜጋታት ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ፡ ሱዳንን ሶማልያን ናብ ዞባ ምብራቕ ሊብያ ከይኣትዉ ተኣጊዶም። *ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክሳብ ሾሞንተ ዓመት ዝበጽሕ ናይ ማእሰርቲ መቕጻዕቲ ተፈሪድዎም ዝነበሩ 343 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። *ጅቡቲን ናይ ኤምሬትስ ኩባንያ ነዳድን ንዕዳጋ ኢትዮጵያ ዝውዕል ምስፍሕፋሕ መሰረተ-ልምዓት ነዳድ ኣመልኪቶም ተመያይጦም ። *ሰራዊት ሱዳን ኣብ ዞባ ብሉ ናይል ብዝኸፈቶ ሓድሽ መጥቃዕቲ ኣብ ጥቓ ዶብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ዕርዲ ተቓወምቲ ከም እተቖጻጸረ ኣፍሊጡ*
Check out our podcast collection here