SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ኣብ ካርቱም ዝነበራ ዝርርብ ብዘይፍረ ምብታኑ ንሱዳን ከሲሳ። (ጸብጻብ)

Homeland Report
Source: Getty Images

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ልኢኸዮ ዝበሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ዛጊት ከምዘይተዓደለ፣ ተወዲኡ ዝበሎ ውግእ ይቕጽል ከም ዘሎ፣ ዋላ ሓደ ወተሃደር ኣይኣተወን ዝበሎም ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ውግእ ከም ዘለዉ፣ ከፊተዮ ዝበሎ ግልጋሎት ስልኪ ኣብ መቐለ ውን ኣብ ውሱን ከባቢ ጥራሕ ከም ዝኾነ ተገሊጹ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ኣብ ሰላማውያን ሰባት ዝፍጸመሉ ዘለዉ ገበናት ክምርምር ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ብዘይገደብ ክኣትዉ ውን ደጋጊሙ ተማሕጺኑ። ኣብ ጽባሕ እቲ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ሓለፍትን ሽማግሌታት ዓድን ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዝተመያየጠሉ ዕለት ልዕሊ 100 ሰባት ኣብቲ ክልል ከም ዝተቐትሉ ተሓቢሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ልኢኸዮ ዝበሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ዛጊት ከምዘይተዓደለ፣ ተወዲኡ ዝበሎ ውግእ ይቕጽል ከም ዘሎ፣ ዋላ ሓደ ወተሃደር ኣይኣተወን ዝበሎም ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ውግእ ከም ዘለዉ፣ ከፊተዮ ዝበሎ ግልጋሎት ስልኪ ኣብ መቐለ ውን ኣብ ውሱን ከባቢ ጥራሕ ከም ዝኾነ ተገሊጹ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ኣብ ሰላማውያን ሰባት ዝፍጸመሉ ዘለዉ ገበናት ክምርምር ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ብዘይገደብ ክኣትዉ ውን ደጋጊሙ ተማሕጺኑ። ኣብ ጽባሕ እቲ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ሓለፍትን ሽማግሌታት ዓድን ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዝተመያየጠሉ ዕለት ልዕሊ 100 ሰባት ኣብቲ ክልል ከም ዝተቐትሉ ተሓቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now