SKIP TO MAIN CONTENT

ልዕሊ ሓደ ሚኢቲ ኤርትራውያን ብሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ ከም ዝተትሓዙ ይግለጽ ኣሎ። (ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ብካልእ ዜና ኣብ ጎንደር ሰለስተ ኤርትራውያን ኣሳፊሩ ከምልጥ ፈቲኑ ዝተብሃለ ገናሒ መኪና ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሉ ተባሂሉ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ዜጋታት ወጻኢ ኩነታቶም ብህጹጽ ከመዝገቡ መምርሒ ኣውሪዱ። እቲ ምዝገባ ቀዳምን ሰንበትን ሓዊስካ ከም ዝካየድ ብምሕባር ንዘይተመዝገቡ ስጉምቲ ከም ዝውሰደሎም ኣፍሊጡ። ብሰኑይ 11 ሓምለ፡ ካብ ሰንዳፋ ዝተባህለ ቦታ ጸበል ክሕጸቡ ወጺኦም ካብ ዝነበሩ ልዕሊ ሚኢቲ ኤርትራውያን ብሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ ከም ዝተትሓዙ ተገሊጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብካልእ ዜና ኣብ ጎንደር ሰለስተ ኤርትራውያን ኣሳፊሩ ከምልጥ ፈቲኑ ዝተብሃለ ገናሒ መኪና ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሉ ተባሂሉ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ዜጋታት ወጻኢ ኩነታቶም ብህጹጽ ከመዝገቡ መምርሒ ኣውሪዱ። እቲ ምዝገባ ቀዳምን ሰንበትን ሓዊስካ ከም ዝካየድ ብምሕባር ንዘይተመዝገቡ ስጉምቲ ከም ዝውሰደሎም ኣፍሊጡ። ብሰኑይ 11 ሓምለ፡ ካብ ሰንዳፋ ዝተባህለ ቦታ ጸበል ክሕጸቡ ወጺኦም ካብ ዝነበሩ ልዕሊ ሚኢቲ ኤርትራውያን ብሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ ከም ዝተትሓዙ ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now