SKIP TO MAIN CONTENT

ነቶም ኣብ ኣኼባ ዘይርከቡ ዘለዉ ወከልቲ ህዝቢ ትግራይ፡ ስጉምቲ ከምዝወስደሎም ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣጠንቂቑ ።

Homeland Report
Source: Adem FaraH

ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ መጥቃዕቲ ኣንበጣ ከይበርተዐ ኣእኻል ክእከቡ ይምሕጸን ኣብ ኢትዮጵያ ዕስለ ኣንበጣ ከቢድ ማህሰይቲ የውርድ ኣሎ። ካብ ዝጥንጥኑዎ 15 መዓልታት ንዘሕለፉ ተጋሩ ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ኣኼባ ክርከቡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ይጽውዕ : ብውሳኔኦም ምስ ዝቕጽሉ ግን ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከም ዝወስድ የጠንቅቕ። ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስተር ማዕድን ኢትዮጵያ ዘትዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ መጥቃዕቲ ኣንበጣ ከይበርተዐ ኣእኻል ክእከቡ ይምሕጸን ኣብ ኢትዮጵያ ዕስለ ኣንበጣ ከቢድ ማህሰይቲ የውርድ ኣሎ። ካብ ዝጥንጥኑዎ 15 መዓልታት ንዘሕለፉ ተጋሩ ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ኣኼባ ክርከቡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ይጽውዕ : ብውሳኔኦም ምስ ዝቕጽሉ ግን ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከም ዝወስድ የጠንቅቕ። ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስተር ማዕድን ኢትዮጵያ ዘትዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now