SKIP TO MAIN CONTENT

ወጥሪ ኢትዮጵያን ሱዳንን፡ ኲናይ ኣብ ትግራይን ካልእን (ጸብጻብ)

Homeland Report
Source: UN

ሓጸርቲ ጸብጻባት፡ ሱዳን፣ ኣብ ኣብዬ ዝተዋፈሩ ሰራዊት ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ እምነት ከም ዘይሕትደረሎም፣ ሰራዊት ሱዳን ንረብሓ ሳልሳይ ወገን ክብል መሬት ወሪሩ ንዝብል መግለጺ ኢትዮጵያ ከም ትነጽጎ፣ ኤርትራ ካብ ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኢዳ ክትስሕብ ዝገልጽ መግለጺ ኣውጺኣ። መበል 46 ዓመት 11 ለካቲት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ትግራይ ብጽምብል፣ ኣብ መቐለ ብሓውሲ ተቓውሞ ተኸቢሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት፡ ሱዳን፣ ኣብ ኣብዬ ዝተዋፈሩ ሰራዊት ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ እምነት ከም ዘይሕትደረሎም፣ ሰራዊት ሱዳን ንረብሓ ሳልሳይ ወገን ክብል መሬት ወሪሩ ንዝብል መግለጺ ኢትዮጵያ ከም ትነጽጎ፣ ኤርትራ ካብ ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኢዳ ክትስሕብ ዝገልጽ መግለጺ ኣውጺኣ። መበል 46 ዓመት 11 ለካቲት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ትግራይ ብጽምብል፣ ኣብ መቐለ ብሓውሲ ተቓውሞ ተኸቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now