SKIP TO MAIN CONTENT

ሕብረት ኣውሮጳ፡ ንምህናጽ ጽርግያታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውዕል ንኤርትራ ክህቦ ዝሓሰቦ 50 ምልዮን ዩሮ ደው ኣቢሉዎ። (ካብ ጸብጻብ)

Homeland Report
Source: Supplied

ኣርእስታት ጸብጻብ፡ #ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ኣብያተክርስትያናት ተወሲኑ ዝጸንሐ ቋንቋ ግእዝ ኣብ ትግራይ ካብ ቀዳማይ ደረጃ ትምህርቲ ጀሚሩ ናብ ስርዓተትምህርቲ ይኣቱ ኣሎ። # ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣካል እቲ ሃገራዊ መረጻ ከም ዝካየድ ኣፍሊጡ። # ሓዱሽ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትግራይ ሎምዓንቲ ይምስረት ኣሎ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፡ #ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ኣብያተክርስትያናት ተወሲኑ ዝጸንሐ ቋንቋ ግእዝ ኣብ ትግራይ ካብ ቀዳማይ ደረጃ ትምህርቲ ጀሚሩ ናብ ስርዓተትምህርቲ ይኣቱ ኣሎ። # ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣካል እቲ ሃገራዊ መረጻ ከም ዝካየድ ኣፍሊጡ። # ሓዱሽ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትግራይ ሎምዓንቲ ይምስረት ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now