ኣሜሪካ 'ምሉእ ትግባረ ስምምዕ ፕሪቶርያ ዕቱብ ምክትታል ከም ዘድልዮ ገሊፃ።

ኣሜሪካ 'ምሉእ ትግባረ ስምምዕ ፕሪቶርያ ዕቱብ ምክትታል ከም ዘድልዮ ገሊፃ። ልኡኽ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተመያይጡ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋ ትግራይ ኣብ ምቁራጽ ምብጻሕ ሓገዝ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ምላሽ ሂቡ። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምኽባር ሕጊ ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ ኣሎ። ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄኔርክ ሉንዱኬስት ዘትዩ። ዝብሉን ካልእ ትሕዝቶታትን ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።
Share