ኣስታት 15-ሽሕ ተመዛበልቲ ትግራይ ናብ መንበሪኦም ምምላሶም ተገሊጹ። ኮሌጅ ምህንድስናን ቴክኖሎጂን ማይ-ነፍሒ፡ 381 ተመሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ትግራይ ድማ ኮሌጅ ኢትዮ ሌንስ ካብ ዲፕሎማ ክሳብ ማስተርስ ዘሰልጠኖም 1557 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ጐንደር ‘ዕጡቓት ፋኖ’ ፈጺሞምዎ ዝተባህለ መጥቃዕቲ ሞትን ምዝንባል ልዕሊ 10 ሽሕ ነበርትን ኣስዒቡ።
Share
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Share this with family and friends
