SKIP TO MAIN CONTENT

ቀ/ሚንስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ቀጻሊ ቀንዲ ቆላሕታኡ ትግራይ ዘይኮነስ ቀይሕ ባሕሪ ምዃኑ ምዝራቡ ይግለጽ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዳግም ኲናት ከይጅመር ጻዕርታት ክግበር ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኢትዮጵያ 300 ሚልዮን ዶላር ተሰሊዑሎም ዝነበረ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተቛሪጾም። ኣስመራ፡ ኣገልግሎት ረሳሕ ፈሳሲ ንምስፋሕ ኣድማዒ ዕማም ተሳልጥ ኣላ። ኮንግረስ ፌደራሊስት ኦሮሞ ኲናት ትግራይ ምብትታን ሃገር ዝርከቦም ኣርባዕተ ሳዕቤን ዝወልድ እዩ ክብል ኣጠንቂቑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዳግም ኲናት ከይጅመር ጻዕርታት ክግበር ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኢትዮጵያ 300 ሚልዮን ዶላር ተሰሊዑሎም ዝነበረ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተቛሪጾም። ኣስመራ፡ ኣገልግሎት ረሳሕ ፈሳሲ ንምስፋሕ ኣድማዒ ዕማም ተሳልጥ ኣላ። ኮንግረስ ፌደራሊስት ኦሮሞ ኲናት ትግራይ ምብትታን ሃገር ዝርከቦም ኣርባዕተ ሳዕቤን ዝወልድ እዩ ክብል ኣጠንቂቑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now