SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ፣ ካብ ሃገራ ከይወጹ ንምትዕንቓፍ ብዝገጠሞም ኤርትራውያን ዝምልከት በደቂቕ ትምርምሮ ከም ዘላ ሓቢራ። (ካብ ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኣፍሪቃ ንፈለማ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ዓለምለኻዊ ኮንፈረንስ ቴሌኮም ካብ ኢትዮጵያ ተመንጢሉ ንሩዋንዳ ተዋሂቡ። 65% ኣብ መረበቱ ዝነብር ህዝቢ ኢሮብ ንሕሱም ጥሜት ከም ዝተቓለዐ ተገሊጹ። ኢብ ኢትዮጵያ ስግግር መንግስቲ ክግበር ሕብር ኢትዮጵያ ዝተብሃለ ሰልፊ ፖለቲካ ፀዊዑ። ኢትዮጵያ፣ ካብ ሃገራ ከይወጹ ንምትዕንቓፍ ብዝገጠሞም ኤርትራውያን ዝምልከት በደቂቕ ትምርምሮ ከም ዘላ ሓቢራ። ሚኒስትራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕን ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭን ድሕሪ ጽባሕ ክራኸቡ መደብ ከም ዘለዎም ተገሊጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኣፍሪቃ ንፈለማ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ዓለምለኻዊ ኮንፈረንስ ቴሌኮም ካብ ኢትዮጵያ ተመንጢሉ ንሩዋንዳ ተዋሂቡ። 65% ኣብ መረበቱ ዝነብር ህዝቢ ኢሮብ ንሕሱም ጥሜት ከም ዝተቓለዐ ተገሊጹ። ኢብ ኢትዮጵያ ስግግር መንግስቲ ክግበር ሕብር ኢትዮጵያ ዝተብሃለ ሰልፊ ፖለቲካ ፀዊዑ። ኢትዮጵያ፣ ካብ ሃገራ ከይወጹ ንምትዕንቓፍ ብዝገጠሞም ኤርትራውያን ዝምልከት በደቂቕ ትምርምሮ ከም ዘላ ሓቢራ። ሚኒስትራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕን ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭን ድሕሪ ጽባሕ ክራኸቡ መደብ ከም ዘለዎም ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now