ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ፕረዝደንት ግ/ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል መግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጲያ ከም ዝዘተዩ ተገሊጹ። ጉጅለ ልኡኽ ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ኣብ ትግራይ ዑደት የካይድ ኣሎ። ውዳበ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ሳልሳይ ዋዕላ ከም ዘካየደ ተገሊጹ። ኣብ ትግራይ ብሄራዊ ፈተና ነባራት ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ጀሚሩ ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፓርላማ እታ ሃገር መብርሂ ይህብ ኣሎ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ክልተ መዓልቲ ሰለስተ ሰብ መዚ ጸጥታ ተቐቲሎም ሓደ ቤት ፍርዲ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ክልተ ትሕቲ ዕድመ ደቂ ኣንስትዮ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ኤርትራዊ ንሕልፈት ፈሪዱ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends