ኣብ ሰሜን ጎንደር ዝተሃንጸ ሓዱሽ መዓስከር ኣብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት መጥቃዕቲ ከም ዝተፈጸመ ተሰሚዑ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland News

Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና ናብ ትግራይ ዝኣቱ መሰረታዊ ጠለባት ሕጂ ውን ድሩት ከም ዝኾነ ዓለምለኻዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ሰሜን ጎንደር ዝተሃንጸ ሓዱሽ መዓስከር ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት መጥቃዕቲ ከም ዝተፈጸመ ተሰሚዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮምያን ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ከም ዝወስድ ኣፍሊጡ። ኲናት ትግራይ ኣብ ኣብ ቁጠባ ጁቡቲ ካብ 70 - 90 ሚልዮን ዶላር ሕጽረት በጀት ከስዕብ ከም ዝኽእል ተገሊጹ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ኣብ ሰሜን ጎንደር ዝተሃንጸ ሓዱሽ መዓስከር ኣብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት መጥቃዕቲ ከም ዝተፈጸመ ተሰሚዑ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) | SBS Tigrinya