Source: Gettyካብ ትግራይ 10ታት ቢልዮን ብር ከምልሳ ዘይከኣላ ባንክታት ኢትዮጵያ ክስረዘለን ሓቲተን። ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ወልድያን ደባርቕን ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁ። ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ናብ ኣልጀርያ ገይሹ።
ካብ ትግራይ 10ታት ቢልዮን ብር ከምልሳ ዘይከኣላ ባንክታት ኢትዮጵያ ክስረዘለን ሓቲተን። ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ወልድያን ደባርቕን ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁ። ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ናብ ኣልጀርያ ገይሹ።