Source: Getty Imagesካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ኤርትራ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ 7000 ሓሊፉ። ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ረድኤት ንምቕራብ ዝተዋፈሩ 72 መራሕቲ መኪና ከም ዝተኣሰሩዎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። መንግስቲ ኢትዮጵያ: ኣካረይቲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ዝርዝር መንነት ተኻረይቲ ኣብ ቀረበኦም ናብ ዘሎ ቤትጽሕፈት ፖሊስ ክቕርቡ ኣዚዙ።
ካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ኤርትራ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ 7000 ሓሊፉ። ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ረድኤት ንምቕራብ ዝተዋፈሩ 72 መራሕቲ መኪና ከም ዝተኣሰሩዎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። መንግስቲ ኢትዮጵያ: ኣካረይቲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ዝርዝር መንነት ተኻረይቲ ኣብ ቀረበኦም ናብ ዘሎ ቤትጽሕፈት ፖሊስ ክቕርቡ ኣዚዙ።