Credit: Timon Reinhard/Unsplashኤርትራ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ በረራ ከቋርጽ ከም ዝወሰነት ኣፍሊጣ። ኤርትራ ሱዳናዊ ዲፕሎማት ካብታ ሃገር ክወጽእ ከም ዝኣዘዘት ተሓቢሩ። ማእኸላይ ኮምሽን ቁፅፅር ህወሓት ካብቲ ክካየድ ዝሕሰብ ዘሎ ጉባኤ ኣባላቱ ከም ዝሰሓቡ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ማይክል ማርቲንን ኣምባሳደር ኣብ ኢትዮጵያን ሃገረ ኣየርላንድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንጉዳይ ትግራይ ዘትዮም። ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ፋኖ ናብ መንግስቲ ኢዱ ሂቡ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ብምህማም መሬት ልዕሊ 200 ዜጋታት ምይቶም።እዚ ልኡኽና ዝሰደዶ ኣርእስታት ዜና እዩ፡
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኤርትራ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ በረራ ከቋርጽ ከም ዝወሰነት ኣፍሊጣ። ኤርትራ ሱዳናዊ ዲፕሎማት ካብታ ሃገር ክወጽእ ከም ዝኣዘዘት ተሓቢሩ። ማእኸላይ ኮምሽን ቁፅፅር ህወሓት ካብቲ ክካየድ ዝሕሰብ ዘሎ ጉባኤ ኣባላቱ ከም ዝሰሓቡ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ማይክል ማርቲንን ኣምባሳደር ኣብ ኢትዮጵያን ሃገረ ኣየርላንድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንጉዳይ ትግራይ ዘትዮም። ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ፋኖ ናብ መንግስቲ ኢዱ ሂቡ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ብምህማም መሬት ልዕሊ 200 ዜጋታት ምይቶም።እዚ ልኡኽና ዝሰደዶ ኣርእስታት ዜና እዩ፡