SKIP TO MAIN CONTENT

ኦነግ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ኦሮምያ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ገበን ይፍጽሙ ኣለዉ ክብል ከሲሱ። (ሓጸርቲ ጸብጻባት)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኦነግ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ኦሮምያ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ገበን ይፍጽሙ ኣለዉ ክብል ከሲሱ። ሕብረት ኣፍሪቃን ሕቡራት ሃገራትን ሰራዊት ኤርትራ ክወጽእ ክሰርሑ ውን ጸዊዑ። ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ንዘሕለፈቶ ውሳኔ 'ኢድ ምእታው እዩ' ብምባል ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጸውዐ ሰልፊ ሩስያ፣ ቻይናን ቱርክን ተሞጊሰናሉ። ዓቃቢት ሕጊ ዓለም ለኸ ቤትፍርዲ ገበነኛታት ኣብ ዳርፉር ምስ ወኪላት ስደተኛታት ተዘራሪበን። ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ሓደ ተኣሳራይ ልዕሊ 30 ሚስማር ካብ ከብዱ ከም ዝወጸሉ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብሪሆም

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኦነግ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ኦሮምያ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ገበን ይፍጽሙ ኣለዉ ክብል ከሲሱ። ሕብረት ኣፍሪቃን ሕቡራት ሃገራትን ሰራዊት ኤርትራ ክወጽእ ክሰርሑ ውን ጸዊዑ። ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ንዘሕለፈቶ ውሳኔ 'ኢድ ምእታው እዩ' ብምባል ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጸውዐ ሰልፊ ሩስያ፣ ቻይናን ቱርክን ተሞጊሰናሉ። ዓቃቢት ሕጊ ዓለም ለኸ ቤትፍርዲ ገበነኛታት ኣብ ዳርፉር ምስ ወኪላት ስደተኛታት ተዘራሪበን። ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ሓደ ተኣሳራይ ልዕሊ 30 ሚስማር ካብ ከብዱ ከም ዝወጸሉ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብሪሆም

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now