ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ህወሓትን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ምዝገባ እቲ ውድብ ኣመልኪቶም ዝርርብ ከም ዝጀመሩ ተገሊጹ። ኣብ ምዕራብ ጎንደር ኣብ መንጎ ዕጡቓት ቅማንትን ዕጡቓት ኣምሓራን ግጭት ከም ዝተቐስቀሰ ተሓቢሩ። ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዓዲግራት ኣብ ትግራይ ዝተቛረጸ ሰብኣዊ ረድኤት ክቕጽል ጸዊዓ። ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ደቀምሓረ ልዕሊ 180 ተምሃሮ ከም ዘመረቐት ተገሊጹ። ብሉፃት ተምሃሮ ብናፃ ዝመሃሩሉ ቤት ትምህርቲ ቀላሚኖ ተምኣሮኡ ተቐቢሉ። ኦነግ መበል 50 ዓመት ምስረትኡ ከብዕል ይሸባሸብ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends