24 ግንቦት መበል 32 ዓመት ሃገራዊ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ተጸምቢሉ።

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ድሕነቶም ንክሕሎ ዝሓትት ደብዳበ ናብ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ልኢኾም። ውድብ ሕቡራት 7 ቢልዮን ዳለር ንሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘድልዮ ገሊጹ። ኣብ ትግራይ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ክምለሱ ዝፅውዕ ሰልፊ ተኻይዱ። መስርሕ ምፍታሕ ዕጥቂ ሰራዊት ትግራይ፣ ካብ 85-90% ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ ላዕለዋይ ቤተክህነት ትግራይ 10 ኤጵስ ቆጶሳት ከም ዝሸውም ኣፍሊጡ።
Share