Credit: Timon Reinhard/Unsplashሃገራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሻብዓይ ሓፈሻዊ መረፃ 24 ግንቦት 2018 ክካየድ ሓሳብ ኣቕሪቡ። ዓለምለኻዊ ትካል ተጣባቒ መሰል ጋዜጠኛታት፡(CPJ)፡ ናጽነት ሚድያ ኣብ ትግራይ የንቆልቁል ምህላዉ ገሊጹ። ኣብ ትግራይ ብስም እታ ዝተቐትለት ስፔናዊት ሰራሕተኛ ረድኤት ማርያ ሄርናንዝ ዝተሰየመ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ። ሰብመዚ ሕቡራት ሃገራት ንፃዕሪ ኤርትራ ኣብ መግቢ ርእሰ ምርኮሳ ንኢዶም መንግስቲ ስሪላንካ ዜጋታቱ ካብ ቤትማእሰርቲ ኤርትራ ንምፍታሕ ጻዕሪታት ይገብር ከምዘሎ ተገሊጹ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሻብዓይ ሓፈሻዊ መረፃ 24 ግንቦት 2018 ክካየድ ሓሳብ ኣቕሪቡ። ዓለምለኻዊ ትካል ተጣባቒ መሰል ጋዜጠኛታት፡(CPJ)፡ ናጽነት ሚድያ ኣብ ትግራይ የንቆልቁል ምህላዉ ገሊጹ። ኣብ ትግራይ ብስም እታ ዝተቐትለት ስፔናዊት ሰራሕተኛ ረድኤት ማርያ ሄርናንዝ ዝተሰየመ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ። ሰብመዚ ሕቡራት ሃገራት ንፃዕሪ ኤርትራ ኣብ መግቢ ርእሰ ምርኮሳ ንኢዶም መንግስቲ ስሪላንካ ዜጋታቱ ካብ ቤትማእሰርቲ ኤርትራ ንምፍታሕ ጻዕሪታት ይገብር ከምዘሎ ተገሊጹ።
Check out our podcast collection here