SKIP TO MAIN CONTENT

"ኢትዮጵያ ሎሚ ቀይሕ ባሕሪ ትብል ኣላ። ኣይትጠራጠሩ ድሕሪ 10 20 30 ዓመታት ፤ ካብ ርሕቕ ዝበሉ ሃገራትውን ረብሓ ኣለኒ ክትብል እያ። ከምቲ ሕጂ ዝግበር ዘሎ።...

Homeland News
Source: EBC

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንፓርላማ ሃገሩ ካብ ዝበሎ፥ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሰላም ክመጽእ እንተኾይኑ ፤ ኢትዮጵያ ዘይብሉ ሰላም ንምውሓስ ከቢድ እዩ። ካብቲ 110 ሚልዮን ህዝቢ እቲ 10 ሚልዮን እንተፈሲሱ መከራ ዩ ዝወልድ። ስለዚ ሰላም ዝደሊ ሓይሊ ክተሓባበር ይግብኦ። ዝጠቕሞ ውን ዩ።" ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ንፓርላማ ሃገሩ ካብ ዝሃቦ መብርሂ ዝተወስደ። ዝርርብ ምስ ህወሓት ብዝምልከት "ብኩናት ኮነ ብዝርርብ ዕላማና ኢትዮጵያ ንምድሓን ክሳብ ዝኾነ ስምዒታትና ውሒጥና ምዝርራብ እንተተኻኢሉ ብታሕጓስ ምርኣይ የድሊ እዩ።"

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንፓርላማ ሃገሩ ካብ ዝበሎ፥ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሰላም ክመጽእ እንተኾይኑ ፤ ኢትዮጵያ ዘይብሉ ሰላም ንምውሓስ ከቢድ እዩ። ካብቲ 110 ሚልዮን ህዝቢ እቲ 10 ሚልዮን እንተፈሲሱ መከራ ዩ ዝወልድ። ስለዚ ሰላም ዝደሊ ሓይሊ ክተሓባበር ይግብኦ። ዝጠቕሞ ውን ዩ።" ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ንፓርላማ ሃገሩ ካብ ዝሃቦ መብርሂ ዝተወስደ። ዝርርብ ምስ ህወሓት ብዝምልከት "ብኩናት ኮነ ብዝርርብ ዕላማና ኢትዮጵያ ንምድሓን ክሳብ ዝኾነ ስምዒታትና ውሒጥና ምዝርራብ እንተተኻኢሉ ብታሕጓስ ምርኣይ የድሊ እዩ።"

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now